Till Tema modersmål

Tema modersmål - tigrinya

Saturday, 24 March 2012 11:09

እንስሳ ዘቤት

ካብ ተመሃሮ ናብ ተመሃሮ

Efeso-AraiaW

እንስሳ ዘቤት

ብኤፈሶን ኣርኣያ

8ይ ክፍሊ

 


Read more...
 
Tuesday, 28 February 2012 12:02

ዕላል እዚ ወርሒ እዚ

werhikobW

ወርሒ፡ ኣብቲ ናይ ሓደ ወርሒ ጕዕዞኣ፡ ነቶም ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት (ቀጻሊ ዘይኮነ) እንርእዮም፣ ኣሕዋት እኖና ዓለም ዝኾኑ ፕላኔታት፡ ብፍላይ ቬኑስ፡ ሓውሲ ኣጐልብብ፡ ወይ ቅርብ ኢላ ክትሓልፍ ከላ፣ ዚህብ ተምሳጥ፣ ንተዓዘብቲ ሰማይ እገድፈሎም።

ምሕዝነት ቬኑስን ወርሕን፡ ኣብ ጕዕዞኣቶም፡ እንተ ኣብ ምዕራብ ጸሓይ፡ (እቲ ኮኸብ ድራር ኪብሃል ከሎ) ወይ ድማ ቅድሚ ምብራቕ ጸሓይ፡ (እቲ ኮኸብ ጽባ’ሕ ኪኸውን ከሎ) ንዘስተብሃለስ ዳርጋ ኣብ ወወርሒ ልሙድ’ዩ።

Read more...
 
Sunday, 21 February 2010 18:32

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ

affisch från 2011, på UNESCOS hemsida presenteras 2012 års affisch

21 የካቲት ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቋንቋ ኣደ ኢዩ። እዚ መዓልቲ እዚ ብ1999 ብዩነስኮ (UNESCO) ዝተሓንጸጸ ኢዩ። ዕላማኡ፡ ኣብ ዓለም ምሉእ ዘሎ ህዝቢ፡ ቋንቋኡ ኪጥቀምን ብቋንቋኡ ኪጥቀም ዕድል ኪረክብን ንምትብባዕ ኢዩ።
Read more...
 
Wednesday, 30 November 2011 15:54

ጕባኤ መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ ተኻዪዱ።

konferens11-17

ብዕለት 26 ሕዳር፡ መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ ጕባኤኡ ኣካዪዱ። ኣብ'ቲ ጕባኤ ብዛዕባ ህልውን መጻእን ኵነታት መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ፡ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ካብ ወኪል ቤት ጽሕፈት ትምህርቲ ሽወደን ተዋሂቡ።

Read more...
 
Friday, 18 November 2011 17:55

ካብ ተመሃሮ ናብ ተመሃሮ 6

Mikal1

ጽውጽዋይ

ብሚካል ፍጹም 7A

እቲ ሰራቒ ሰብኣይ 
ሓደ እዋን፡ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ዓዲ፡ ሓደ ንጉስ ነበረ። እቲ ንጉስ ኣዝዩ ሃብታምን ህዝቡ ዚፈቱን ነበረ። ግን ሓደ ሰብኣይ ብሃብቱ ዝቐንኣሉ ነበረ። ሓደ መዓልቲ፡ እቲ ንጉስ ኪገይሽ ኢሉ ኣዋርቑ ሓብኦ። ነቲ ኣዋርቕ ኢናኣቐመጦ ከሎ፡ እቲ ቀናእ ሰብኣይ ረኣዮ። እቲ ንጉስ ምስ ገሸ፡ እቲ ሰብኣይ ነቲ ገዛ ሰይሩ ነቲ ኣዋርቕ ወሰዶ።

Read more...
 
Sunday, 18 September 2011 12:07

10ይ ጕባኤ መርበብ ቋንቋ ኣደ

TemaMM01110ይ ጕባኤ መርበብ ቋንቋ ኣደ
መርበብ ቋንቋ ኣደ 10ይ ጕባኤኡ ብዕለት 8-9 መስከረም ኣብ ስኩክሎስተር (Skokloster) ዝተባህለ ቦታ ኣካዪዱ። እቲ ጕባኤ፡ ካብ ዝተፈላልዩ ቦታታት ሽወደንን ኖርወይን ተኻፊሎሞ።
መርበብ ቋንቋ ኣደ ኪጅምር ከሎ ብውሑዳት ቋንቋታት ኢዩ ተጀሚሩ። ሕጂ ግን ክሳብ 36 ዝዀና ቋንቋታት

Read more...
 
Tuesday, 23 August 2011 12:39

ካብ ተመሃሮ ናብ ተመሃሮ 5

eritrea_presentation_2011.pp

Danait_and_Yodit

ብ ዳናይት ናትናኤልን ዮዲት ሃብተማርያምን


 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 6

Download

geezmahtemfont



Ladda ner fonten för att kunna läsa texten


keyboard
Online Keyboard


እዚ ንፈተነ ጥራይ ኢዩ። ኣብ ቀረባ ተኣሪሙ ኪቐርብ ኢዩ።

bildtema-ikon
Bildtema



tigrinya_abc
Alfabet

Undersökning

Vad tycker du om vår nya webbplats?