
መምህር መብራህቱ፡ ኣብ ኣስመራ ናይ ዚርከብ ቤት ትምህርቲ ምስልጣን መምህራን ሓላፊ (ዲረክተር) ኢዩ።
ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ናይ 11 ክፍሊ ትምህርቱ ድሕሪ ምውድኡ፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ በእደ ማርያም ኪቕጽል ተመሪጹ ምስ ተማህረ፡ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ንገለ እዋን ብምምህርና ሰሪሑ፡ ናብ ገድሉ ተሓወሰ። ኣብ ሜዳ'ውን ከም ኣሰልጣኒ መምህራን ኰይኑ ኣገልጊሉ'ዩ።
መምህር መብራህቱ ጊላጋብር
መምህር መብራህቱ፡ ኣብ ኣስመራ ናይ ዚርከብ ቤት ትምህርቲ ምስልጣን መምህራን ሓላፊ (ዲረክተር) ኢዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ናይ 11 ክፍሊ ትምህርቱ ድሕሪ ምውድኡ፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ በእደ ማርያም ኪቕጽል ተመሪጹ ምስ ተማህረ፡ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ንገለ እዋን ብምምህርና ሰሪሑ፡ ናብ ገድሉ ተሓወሰ። ኣብ ሜዳ'ውን ከም ኣሰልጣኒ መምህራን ኰይኑ ኣገልጊሉ'ዩ። |
|
|
|