
ብዕለት 26 ሕዳር፡ መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ ጕባኤኡ ኣካዪዱ። ኣብ'ቲ ጕባኤ ብዛዕባ ህልውን መጻእን ኵነታት መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ፡ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ካብ ወኪል ቤት ጽሕፈት ትምህርቲ ሽወደን ተዋሂቡ።
ጕባኤ መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ ተኻዪዱ።
ብዕለት 26 ሕዳር፡ መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ ጕባኤኡ ኣካዪዱ። ኣብ'ቲ ጕባኤ ብዛዕባ ህልውን መጻእን ኵነታት መርበብ ቋንቋ-ኣደ ትግርኛ፡ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ካብ ወኪል ቤት ጽሕፈት ትምህርቲ ሽወደን ተዋሂቡ። |
|
|
|