ኣብ ሓደ ዓዲ ሰብኣይን ሰበይትን ምስ ክልተ ደቆም ይነብሩ ነበሩ። ደቆም ጓልን ወድን ነበሩ። ነታ በዅሪ ጓሎም ወይኖ ዚብል ስም ሃቡዋ። ነቲ ወዶም ከኣ ረድኢ በሉዎ። ኣዝዮም ሕጉሳት ከኣ ነበሩ። ሓደ መዓልቲ ኣደኦም ኣዚያ ሓመመት እሞ ቀልጢፋ ሞትተ። እቶም ቈልዑ ከኣ ዘኽተሙ።
ጽውጽዋይ ወይኖወይኖ
ኣብ ሓደ ዓዲ ሰብኣይን ሰበይትን ምስ ክልተ ደቆም ይነብሩ ነበሩ። ደቆም ጓልን ወድን ነበሩ። ነታ በዅሪ ጓሎም ወይኖ ዚብል ስም ሃቡዋ። ነቲ ወዶም ከኣ ረድኢ በሉዎ። ኣዝዮም ሕጉሳት ከኣ ነበሩ። ሓደ መዓልቲ ኣደኦም ኣዚያ ሓመመት እሞ ቀልጢፋ ሞትተ። እቶም ቈልዑ ከኣ ዘኽተሙ። |
||
|
||